ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 3
  • ስለቲ ፍቕርኹም ንየሆዋ ነመስግኖ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ስለቲ ፍቕርኹም ንየሆዋ ነመስግኖ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ሃቡ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ዋጋ እተን “ክልተ ሰናቲም”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • “ኣዋህሊልካ ኣቐምጥ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ‘ንየሆዋ ዚውሃብ ኣብ ኢድና ዘሎ ህያብ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 3
ስእልታት፦ 1. ሓደ ሓው ኣብ ሳጹን ውጽኢት ገንዘባዊ ሓገዝ ይገብር። 2. ሳጹን JW። 3. ኣሕዋት ንቪድዮ መቕድሒ ዚኸውን ቦታ የዳልዉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ስለቲ ፍቕርኹም ንየሆዋ ነመስግኖ

ኣብ ጉባኤ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ክርስትያናት ኣብ ጸበባ እናሃለዉ ኽነሶም፡ ንክርስትያናት ብጾቶም ፍቕሪ ኣርእዮም እዮም። (2ተሰ 1:3, 4) ሎሚ ዘለዉ ህዝቢ የሆዋ እውን ንዓለምለኻዊ ሕውነት ፍቕሪ የርእዩ ኣለዉ። እታ ኣብ jw.org እትርከብ “ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል” ዘርእስታ ዓምዲ፡ ወፈያኹም ኣብዚ ኣጸጋሚ እዋን ንኣሕዋትኩም ዚድግፎም ዘሎ ብኣየናይ መገድታት ከም ዝዀነ ተጕልሕ እያ። ስለቲ ፍቕርኹምን ልግስኹምን ኣዚና ነመስግነኩም።

ነታ ‘ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ነመስግኖ’ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

• ገለ ኻብቲ ብወፈያና ዚድገፍ ንጥፈታት እንታይ እዩ፧

• ንእተጸገሙ ኣሕዋትናን ኣሕትናን ገንዘባዊ ሓገዝ ክንገብረሉ እንኽእል ዝበለጸ መገዲ እንታይ እዩ፧—ነታ ኣብ jw.org እትርከብ “ተረፍ ገሊኦም፡ ንጐደሎ ኻልኦት ይምልእ” ዘርእስታ ዓምዲ እውን ርኣ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ኢንተርነት ርአ

ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንምድጋፍ፡ ብፍታው ወፈያ ኽትገብር እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ነቲ ኣብ ቀንዲ ገጽ JW ላብረሪ ኣፕሊኬሽን (JW Library app) ኣብ ታሕቲ ዚርከብ “ወፈያታት” ዚብል ሊንክ ጠውቕ። ኣብ ሓያሎ ሃገራት ብዛዕባ ወፈያታት ንዚሕተት ልሙድ ሕቶታት መልሲ ዚህብ “ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት” ናብ ዚብል ዚወስድ ሊንክ ኣሎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ