ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መስከረም ገጽ 9
  • 4-10 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መስከረም ገጽ 9

4-10 ጥቅምቲ

እያሱ 8-9

  • መዝሙር 127ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብ ታሪኽ ጊብዖናውያን እንረኽቦ ትምህርቲ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እያ 8:29—ንጉስ ዓይ ኣብ ጕንዲ እተሰቕለ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 1030)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 8:28–9:2 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ሃቦ፣ ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (th መጽናዕቲ 11)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 31—ፍረ ነገር፦ ካብቲ እያሱ ምስ ጊብዖናውያን ዝኣተዎ ኺዳን፡ እንታይ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል፧ (th መጽናዕቲ 13)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 143

  • ትሑታት ኩኑ (1ጴጥ 5:5)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ጴጥሮስን ዮሃንስን ነቲ የሱስ ብዛዕባ ፋስጋ ዝሃቦም መምርሒ ዝሰዓቡ ብኸመይ እዮም፧ የሱስ ቅድሚ እታ ዝሞተላ ምሸት ብዛዕባ ትሕትና እንታይ እዩ ምሂሩ፧ ጴጥሮስን ዮሃንስን ነቲ ትምህርቲ ኣብ ልቦም ከም ዘሕደርዎ ብኸመይ ንፈልጥ፧ ትሕትና ኸነርእየሉ እንኽእል ገለ ግብራዊ መገድታት እንታይ እዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 134

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 137ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ