ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መስከረም ገጽ 7
  • ናውቲ ምርምር ብምጥቃም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናውቲ ምርምር ብምጥቃም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ሕቶታት ሕተት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ልቢ ብምትንካይ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ብጸሎት ሓገዝ የሆዋ ተቐበል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መስከረም ገጽ 7

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ | ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ

ናውቲ ምርምር ብምጥቃም

የሆዋ ብኽእለት ምእንቲ ኽንምህር፡ ቪድዮታት፡ ትራክትታት፡ መጽሔታት፡ ብሮሹራት፡ መጻሕፍቲ፡ ነቲ ቐንዲ ንዋት ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ እውን ሂቡና እዩ። (2ጢሞ 3:16) ብዘይካዚ፡ ንቕዱሳት ጽሑፋት ጽቡቕ ጌርና ምእንቲ ኽንገልጾ ዚሕግዘና ናውቲ ምርምር ሂቡና እዩ። እዚ ድማ ዋችታዎር ላብረርን JW Library® ኣፕሊኬሽንን ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛን መሐበሪ ምርመር ናይ የሆዋ መሰኻኽርን የጠቓልል።

ብናውቲ ምርመር ጌርካ መንፈሳዊ ሃብቲ ንምርካብ ክትኵዕት ከለኻ፡ በቲ እትረኽቦ ብዙሕ ሓበሬታታት ክትሕጐስ ኢኻ። ንተምሃሮኻ ነዚ ናውቲ እዚ ብኸመይ ከም ዚጥቀምሉ ኣሰልጥኖም። ንሳቶም እውን ንሕቶታቶም ካብ መጽሓፍ ቅዱስ መልሲ ብምርካቦም ኪሕጐሱ እዮም።

ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ናውቲ ምርምር ብምጥቃም ዘርእስታ ድራማዊት ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • “ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ናውቲ ምርምር ብምጥቃም” ካብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ጀድ ንኒታ ህይወታውያን ብፍልቀት እዮም መጺኦም ትብላ።

    ጀድ ንፍጥረት ዚምልከት ዘይተቐበለቶ እንታይ እዩ ነይሩ፧

  • “ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ናውቲ ምርምር ብምጥቃም” ካብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ኒታ ብዛዕባ ፍጥረት ሓበሬታ ንምርካብ “መሓበሪ ምርምር” ትጥቀም።

    ኒታ ብዛዕባ እዚ ርእሰ ነገር ሓበሬታ ኻበይ እያ ረኺባ፧

  • “ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ናውቲ ምርምር ብምጥቃም” ካብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ኒታ ኻብቲ ብምርምር ዝረኸበቶ ንጀድ ተሓጒሳ ተካፍላ።

    መንፈሳዊ ሃብቲ ምርካብን ምክፋልን ሓጐስ የምጽኣልና

    ንጀድ ዚኸውን ጽቡቕ ሓበሬታ ዝመረጸት ብኸመይ እያ፧

  • ኒታ ንናውቲ ምርምርና ምጥቃማ እንታይ ጽልዋ ኣሕዲሩላ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ