ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 6
  • ኣብ የሆዋ ተማዕቈብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ የሆዋ ተማዕቈብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ከተማታት ዕቝባ—ናይ ኣምላኽ ምሕረት ዝመልኦ ምድላው
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • ኣብ የሆዋ ትምዕቈብዶ ኣለኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ኣብ ‘ከተማ ዕቝባ’ ጽናሕ: ንበር ድማ!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ የሆዋ ተማዕቈብ

እተን ሽዱሽተ ኸተማታት ዕቝባ ነቲ ብዘይፍላጥ ሰብ ዝቐተለ ንመዕቈቢ እተዳለወ እየን ነይረን (ዘሁ 35:15፣ w17.11 9 ¶4)

እቶም ኣብ እስራኤል ዝነበሩ ዓበይቲ ኣብዚ ጕዳይ እዚ ፍርዲ ይህቡ ነበሩ (ዘሁ 35:24፣ w17.11 9 ¶6)

ኣብተን ከተማታት ከኣ ዑቝባን ቅሳነትን ይርከብ ነበረ (ዘሁ 35:25፣ w17.11 11 ¶13)

ከምቲ ሓደ ብዘይፍላጥ ሰብ ዝቐተለ ኣብተን ከተማታት ዕቝባ ምእንቲ ኺዕቈብ መስዋእቲ ዚኸፍል፡ ንሕና እውን ካብ ምሕረት የሆዋ ምእንቲ ኽንጥቀም መስዋእቲ ኽንከፍል ኣሎና።

ሓደ መንእሰይ ብጓሂ ዅምትር ይብል። ስእልታት፦ ምሕረት የሆዋ ምድላይ። 1. ኣብ ጥንታዊት እስራኤል፡ ሓደ እተነስሐ ሰብ ኣብ ኣፍ ደገ እታ ኸተማ ንዚርከቡ ዓበይቲ ጕዳዩ ይነግሮም። 2. እቲ ብጓሂ ዅምትር ዝበለን እተነስሐን መንእሰይ ምስ ክልተ ሽማግለታት ይራኸብ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ