17-23 ግንቦት
ዘሁልቍ 32-33
መዝሙር 142ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንዅሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ስጐጕዎም”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሁ 33:54—እታ ምድሪ ንነገዳት እስራኤል እተመቓቐለት ብኸመይ እያ፧ (it-1 359 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 32:28-42 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ቀንዲ ነጥብታት ብምሳሌ ብምብራህ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ክእለትካ ኣመሓይሽ—ቀንዲ ነጥብታት ብምሳሌ ብምብራህ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w09 1/10 30፡ ሳጹን—ፍረ ነገር፦ የሆዋ ኣብ ጥንታዊት እስራኤል ይግበር ንዝነበረ ውግእ ዝባረኾ ስለምንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 114
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 26ን ጸሎትን