ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 3
  • 10-16 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 3

10-16 ግንቦት

ዘሁልቍ 30-31

  • መዝሙር 51ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “መብጽዓኻ ፈጽም”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 30:10-12—ኤልቃና ነቲ ሃና ንሳሙኤል ንኣገልግሎት የሆዋ ኽትውፍዮ ዝኣተወቶ መብጽዓ ኸም እተሰማምዓሉ ብኸመይ ንፈልጥ፧ (1ሳሙ 1:11፣ it-2 28 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 30:1-16 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፡ ዕላማ ኣምላኽ—ኢሳ 55:11 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ኣበርክት፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 5

  • ካብ ፍጥረት ተጻዋርነት ተምሃር፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ብዛዕባ ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ እተራእዩ እንስሳታትን ኣትክልትን ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት። ካብዞም ፍጥረታት ብዛዕባ ተጻዋርነት እንታይ ንምሃር፧ ኣብ ክርስትያናዊ ህይወትና ተመሳሳሊ ተጻዋርነት ከነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 113

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 84ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ