ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 2
  • 3-9 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3-9 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 2

3-9 ግንቦት

ዘሁልቍ 27-29

  • መዝሙር 106ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ነቲ ዘየዳሉ የሆዋ ምሰሎ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 28:7, 14—መስዋእቲ መስተ እንታይ እዩ ነይሩ፧ (it-2 528 ¶5)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 28:11-31 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፡ ዕላማ ኣምላኽ—ዘፍ 1:28 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 4)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w07 1/4 17-18—ፍረ ነገር፦ የሆዋ ዚቕበሎ መስዋእትታት እንታይ ዓይነት እዩ፧ (th መጽናዕቲ 16)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 82

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ንብጻይካ ኣፍቅሮ፦ (6 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ቈልዑ ኣብ ቤት ትምህርቲ ንፕሪያ ዘግለልዋ ስለምንታይ እዮም፧ ሶፍያ ንፕሪያ ፍቕሪ ዘርኣየታ ብኸመይ እያ፧ ካባኻ ንእተፈልዩ ሰባት ፍቕሪ ኸተርእዮም እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

  • ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧፦ (9 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ እንታይ ዓይነት ፈታዊ ኢኻ ኽትመርጽ ዘሎካ፧ ጥዑይ ፈታዊ ወይ ዓርኪ ኻበይ ክትረክብ ትኽእል፧ ጽቡቕ ዕርክነት ብኸመይ ኪድልድል ይኽእል፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 112

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 143ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ