ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 6
  • 22-28 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22-28 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 6

22-28 መጋቢት

ዘሁልቍ 13-14

  • መዝሙር 118ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እምነት ዜትብዓና ብኸመይ እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 13:27—እቶም ሰለይቲ ንእምነት እስራኤላውያን ኬደልድል ዚኽእል እንታይ ጸብጻብ እዮም ሂቦም፧ (ዘሌ 20:24፣ it-1 740)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 13:1-20 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w15 15/9 14-16 ¶8-12—ፍረ ነገር፦ ብዛዕባ እምነትና ኽንምርምር ዜኽእለና ሕቶታት። (th መጽናዕቲ 14)

  • “ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ሕቶታት ሕተት”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ክእለትካ ኣመሓይሽ—ሕቶታት ብምሕታት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 73

  • ናይ ሓቂ ክርስትያናት ትብዓት የድልዮም—ንምስባኽ፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኪቲ ኬሊ እንታይ ቃልሲ እዩ ነይሩዋ፧ ክትተብዕ ዝሓገዛ እንታይ እዩ፧ ትብዓት ብምርኣያ እንታይ በረኸት ረኺባ፧

  • ናይ ሓቂ ክርስትያናት ትብዓት የድልዮም—ገለልትነት ንምሕላው፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ንኣየን ገነሲሉ እንታይ ብድሆታት እዩ ኣጋጢምዎ፧ ኪተብዕ ዝሓገዞ እንታይ ነገራት እዩ ገይሩ፧ ብዛዕባ እንታይ ምግንዛቡ እዩ ኣብ የሆዋ ኺውከል ሓጊዝዎ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 107

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 9ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ