1-7 መጋቢት
ዘሁልቍ 7-8
መዝሙር 4ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ሰፈር እስራኤል እንረኽቦ ትምህርቲ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 7:1-17 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (2 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 11)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ንሓደ ተገዳስነት ዘርኣየን ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ እተቐበለን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ቅድሚ ሕጂ መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዕ ንዝነበረ ሰብ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ቅድሚ ሕጂ መስኪርካሉ ንዝነበርካ ዘመድ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 17)
ክርስትያናዊ ህይወት
ውድባዊ ዕማማት፦ (5 ደቒቕ) ነታ ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 104
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 2ን ጸሎትን