ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ጥሪ ገጽ 2
  • 4-10 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ጥሪ ገጽ 2

4-10 ጥሪ

ዘሌዋውያን 18-19

  • መዝሙር 122ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ስነ ምግባራዊ ንጽህናኻ ሓሉ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 19:9, 10—ኣምላኽ ንድኻታት ከም ዚሓልየሎም ኣብ ሕጉ እተንጸባረቐ ብኸመይ እዩ፧ (w06 15/6 22 ¶11)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሌ 18:1-15 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ጸሎት—መዝ 65:2 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w02 1/2 29—ደረት ናይቲ ኣብ መንጎ ኣዝማድ ዚግበር መውስቦ ዚገልጽ ሕጊ ሙሴ፡ ኣብዞም ሎሚ ዘለዉ ክርስትያናት ዚውዕል ክሳዕ ክንደይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 134

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ንደቅኻ ኣዕቍቦም፦ (5 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነቲ ኻብኡ ዚርከብ ትምህርቲ ኣጕልሓዮ።—ምሳ 22:3።

  • “ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም ብፍልጠት ኣዕጥቕዎም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዚጻወር ቤት ህነጽ—ንደቅኻ ካብ “እከይ” ሓልዎም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 96

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 136ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ