ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ታሕሳስ ገጽ 6
  • 28 ታሕሳስ 2020–3 ጥሪ 2021

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 ታሕሳስ 2020–3 ጥሪ 2021
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ታሕሳስ ገጽ 6

28 ታሕሳስ 2020–3 ጥሪ 2021

ዘሌዋውያን 16-17

  • መዝሙር 41ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “መዓልቲ ዕርቅን ንስኻን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 16:12—ሊቀ ኻህናት ብምሳልያዊ መገዲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይርአ ነበረ (w19.11 21 ¶4)

    • ዘሌ 16:13—ሊቀ ኻህናት ንየሆዋ ዕጣን የቕርብ ነበረ (w19.11 21 ¶5)

    • ዘሌ 16:14, 15—ሊቀ ኻህናት ቀጺሉ ንሓጢኣት እቶም ካህናትን እቲ ህዝብን መተዓረቒ ይገብር ነበረ (w19.11 21 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 16:10—እቲ ንዓዛዜል እተመደበ ወጠጦ ንመስዋእቲ የሱስ ዜመልክት ብኸመይ እዩ፧ (it-1 226 ¶3)

    • ዘሌ 17:10, 11—ደም ዘይንወስድ ስለምንታይ ኢና፧ (w14 15/11 10 ¶10)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘሌ 16:1-17 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 1 ¶1-2 (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 70

  • “ንቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ከተመልክት ፍቓደኛ ዲኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ሚስዮናውያን ወፍሪ—ዓየይቲ እቲ እኽሊ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 95

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 131ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ