30 ሕዳር–6 ታሕሳስ
ዘሌዋውያን 8-9
መዝሙር 16ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መርትዖ በረኸት የሆዋ”፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ 9:1-5—ካህናት ናይ መጀመርታ መስዋእቲ ኬቕርቡ ኸለዉ፡ እቲ ህዝቢ ነይሩ እዩ (it-1 1208 ¶8)
ዘሌ 9:23, 24—የሆዋ ነቲ ኽህነት ከም ዝሰመሮ ኣርኣየ (w19.11 23 ¶13)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ 8:6—ካህናት እስራኤል ብኣካላዊ መዳይ ንጹሃት ኪዀኑ ኻብ እተዋህቦም ትእዛዝ እንታይ ንምሃር፧ (w14 15/11 9 ¶6)
ዘሌ 8:14-17—እቲ ኽህነት ኣብ ዝቘመሉ እዋን ነቲ መስዋእቲ፡ ኣሮን ዘይኰነስ፡ ሙሴ ዘቕርቦ ስለምንታይ እዩ፧ (it-2 437 ¶3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘሌ 8:31–9:7 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካብ ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 2 2020 ፍሉይ ነጥቢ ጠቒስካ፡ ነታ መጽሔት ኣበርክታ። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ሽዑ፡ ነቲ በዓል ቤት ናብ ወብሳይትና ምርሓዮ፡ ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦ። (th መጽናዕቲ 4)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 84 ¶6-7 (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብተሌፎን መስክር”፦ (15 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚግበር ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 91
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 151ን ጸሎትን