ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ነሓሰ ገጽ 7
  • 24-30 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24-30 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ነሓሰ ገጽ 7

24-30 ነሓሰ

ዘጸኣት 19-20

  • መዝሙር 88ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እተን ዓሰርተ ትእዛዛትን ንስኻን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 20:3-7—ንየሆዋ ኣኽብሮ፡ ንበይኑ ድማ ተወፋይነት ሃቦ (w89 15/11 6 ¶1)

    • ዘጸ 20:8-11—ኣብ ህይወትካ ወትሩ ንመንፈሳዊ ነገራት ኣቐድም

    • ዘጸ 20:12-17—ንሰባት ኣኽብር (w89 15/11 6 ¶2-3)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 19:5, 6—ጥንታውያን እስራኤላውያን፡ “መንግስቲ ኻህናት” ናይ ምዃን ኣጋጣሚ ዝሰኣኑ ስለምንታይ እዮም፧ (it-2 687 ¶1-2)

    • ዘጸ 20:4, 5—የሆዋ “ስሕተት ኣቦታት” ንመጻኢ ወለዶ ዚቐጽዕ ብኸመይ እዩ፧ (w04 15/3 27 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 19:1-19 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃብ። (th መጽናዕቲ 1)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 15)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 68 ¶17-19 (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 91

  • ከመይ ገይረ እየ ዝያዳ ናጽነት ክረክብ ዝኽእል፧፦ (6 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነቶም መንእሰያት ዝዀኑ ተኣከብቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ወለድኻ ኺኣምኑኻ እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧ እንተ ተጋጊኻ እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧ ዝያዳ ናጽነት ምእንቲ ኽትረክብ ንወለድኻ ምኽባር ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

  • ንኣረጋውያን ወለድኻ ኣኽብሮም፦ (9 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ወለዲ ብዕድመ እናደፍኡ ምስ ከዱ፡ እንታይ ኣጸጋሚ ዅነታት እዩ ኺፍጠር ዚኽእል፧ ኣባላት ስድራ ቤት ብዛዕባ እቲ ንወለዶም ዜድልዮም ክንክን ጽቡቕ ምይይጥ ኪገብሩ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ ውሉዳት ንወለዶም ኪከናኸኑ ኸለዉ፡ ኬኽብርዎም ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 79

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 127ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ