17-23 ነሓሰ
ዘጸኣት 17-18
መዝሙር 79ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ትሑታት ሰብኡት የሰልጥኑን ሓላፍነት ይህቡን”፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 18:17, 18—የትሮ ነቲ ሙሴ ተሰኪምዎ ዝነበረ ኸቢድ ጾር ኣስተብሂሉሉ (w13 2/1 6)
ዘጸ 18:21, 22—የትሮ ንሙሴ ኻብቲ ጸይርዎ ዝነበረ ዕዮ ብቕዓት ንዘለዎም ሰብኡት ኬካፍሎም ኣተባብዖ (w03 11/1 6 ¶2)
ዘጸ 18:24, 25—ሙሴ ነቲ የትሮ ዝሃቦ ምኽሪ ተግበሮ (w02 15/5 25 ¶6)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 17:11-13—ነቲ ኣሮንን ሑርን ዝወሰድዎ ወሳኒ ስጉምቲ ኽንቀድሖ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w16.09 6 ¶14)
ዘጸ 17:14—ጽሑፋት ሙሴ፡ ክፍሊ ቐኖና መጽሓፍ ቅዱስ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 406)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 17:1-16 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ያኔት ብዛዕባ ዅነታት ምዉታት ርእይቶ ምስ ሃበት፡ ልድያ ብኸመይ ምላሽ ሃበት፧ ካብቲ ልድያ ምላሽ ዝሃበትሉ መገዲ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ ልድያ ንግብራዊ ጥቕሚ እተን ፍቕድታት ብንጹር ዝሓበረት ብኸመይ እያ፧
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ መጽሓፍ ይምህረና ኣበርክት፣ ብምዕራፍ 6 ጌርካ ድማ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 7)