ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ነሓሰ ገጽ 4
  • 10-16 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ነሓሰ ገጽ 4

10-16 ነሓሰ

ዘጸኣት 15-16

  • መዝሙር 149ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 15:1, 2—ሙሴን ሰብ እስራኤልን ንየሆዋ መዝሙር ውዳሰ ዘመሩ (w95 15/10 11 ¶11)

    • ዘጸ 15:11, 18—የሆዋ ውዳሰና ይግብኦ (w95 15/10 11-12 ¶15-16)

    • ዘጸ 15:20, 21—ሚርያምን ኣንስቲ እስራኤልን ንየሆዋ መዝሙር ውዳሰ ዘመራ (it-2 454 ¶1፣ 698)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 16:13—የሆዋ ንእስራኤላውያን ኣብ በረኻ ኺምግቦም ብርኒጎታት ዝመረጸ ስለምንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ (w11 1/9 14)

    • ዘጸ 16:32-34—እቲ ማና ዝሓዘ ፍዮ ኣበይ እዩ ዚቕመጥ ነይሩ፧ (w06 15/1 31)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 16:1-18 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ልድያ ንሕቶታት ጽቡቕ ገይራ እተጠቕመትሉ ብኸመይ እዩ፧ ንኣወዓዕላ ጥቕስታት ዘነጸረቶኸ ብኸመይ እያ፧

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርትና ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 3)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 81

  • “ፈላሚ ዄንካ ብምግልጋል ንየሆዋ ወድሶ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ሰለስተ ኣሓት ኣብ ሞንጎልያ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ፈላሚ ዀይኑ ንዜገልግል ዘሎ ወይ ኣብ ዝሓለፈ ፈላሚ ዀይኑ የገልግል ንዝነበረ ሓው [ወይ ሓብቲ] ቓለ መጠይቕ ግበረሉ። ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶ፦ እንታይ ጸገማት ኣጋጢሙካ፧ እንታይ በረኸትከ ረኺብካ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 77

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 21ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ