3-9 ነሓሰ
ዘጸኣት 13-14
መዝሙር 148ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጸኒዕኩም ቁሙ፡ ድሕነት የሆዋ ኸኣ ርኣዩ”፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 14:13, 14—ሙሴ፡ የሆዋ ንእስራኤላውያን ከም ዜድሕኖም ዘለዎ እምነት ገለጸ (w13 1/2 4)
ዘጸ 14:21, 22—የሆዋ ብተኣምራዊ መገዲ ኣድሓኖም (w18.09 26 ¶13)
ዘጸ 14:26-28—የሆዋ ንፈርኦንን ንሰራዊቱን ኣጥፍኦም (w09 15/3 7 ¶2-3)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 13:17—የሆዋ ንእስራኤላውያን ካብ ግብጺ ኼውጽኦም ከሎ፡ ሓልዮት ዘርኣዮም ብኸመይ እዩ፧ (it-1 1117)
ዘጸ 14:2—እስራኤላውያን ምእንቲ ኺሰግሩ፡ ቀይሕ ባሕሪ በየናይ ሸነኽ እዩ ተመቒሉ ኪኸውን ዚኽእል፧ (it-1 782 ¶2-3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 13:1-20 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ውጽኢታዊ መደምደምታ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 20 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w07 15/12 18-20 ¶13-16—ፍረ ነገር፦ ካብቲ እስራኤልውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝረኸብዎ ምድሓን እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“መወዳእታ ኪቐርብ ከሎ፡ ጸኒዕኩም ቁሙ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ትብዓት ዚሓትት ናይ መጻኢ ፍጻመታት—ቍንጽል ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 76
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 115ን ጸሎትን