20-26 ሓምለ
ዘጸኣት 10-11
መዝሙር 65ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሙሴን ኣሮንን ዓብዪ ትብዓት ኣርእዮም”፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 10:3-6—ሙሴን ኣሮንን ብዛዕባ እቲ ሻምናይ መዓት ብትብዓት ንፈርኦን ነገርዎ (w09 15/7 20 ¶6)
ዘጸ 10:24-26—ሙሴን ኣሮንን ብጸቕጢ ፈርኦን ኣይተለማለሙን
ዘጸ 10:28፣ 11:4-8—ሙሴን ኣሮንን ብዛዕባ እቲ ዓስራይ መዓት ከይፈርሁ ነገሩ (it-2 436 ¶4)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 10:1, 2—ወለዲ ኻብዘን ፍቕድታት እዚአን እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧ (w95 1/9 11 ¶11)
ዘጸ 11:7—የሆዋ፡ “ከልቢ እኳ ናብ እስራኤላውያን፡ . . . ኣይኪነብሕን እዩ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለት እዩ ነይሩ፧ (it-1 783 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 10:1-15 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ካብቲ እታ ኣስፋሒት ነታ ብዓልቲ ቤት ምላሽ ዝሃበትሉ መገዲ እንታይ ክትምሃር ትኽእል፧ እታ ኣስፋሒት ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ብኸመይ ከተላሊ ምኸኣለት፧
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 8)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 12)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ካብ ፍጥረት ብዛዕባ ትብዓት እንታይ ንምሃር፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኻብ ፍጥረት፡ ትብዓት ተምሃር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 74
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 100ን ጸሎትን