6-12 ሓምለ
ዘጸኣት 6-7
መዝሙር 150ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሕጂ እቲ ንፈርኦን ዝገብሮ ኽትርኢ ኢኻ”፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 6:1—ሙሴ ‘ሓያል ኢድ’ የሆዋ ረኣየ
ዘጸ 6:6, 7—እስራኤላውያን ተናጊፎም (it-2 436 ¶3)
ዘጸ 7:4, 5—ፈርኦንን ግብጻውያንን የሆዋ መን ምዃኑ ፈሊጦም (it-2 436 ¶1-2)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 6:3—የሆዋ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ብስሙ ዘይተፈለጠሎም ብኸመይ እዩ፧ (it-1 78 ¶3-4)
ዘጸ 7:1—ሙሴ ንፈርኦን “ከም ኣምላኽ” ዝዀኖ ብኸመይ እዩ፧ ኣሮንከ ንሙሴ ‘ነብዪ’ ዝዀኖ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 435 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 6:1-15 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ልቢ ንምትንካይ ጻዕሪ ተገይሩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 19 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w15 15/1 9 ¶6-7—ፍረ ነገር፦ ንየሆዋ መዓልቲ መዓልቲ ኣመስግንዎ። (th መጽናዕቲ 19)