ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሰነ ገጽ 6
  • “ከምቲ ክዀኖ ዝደሊ ክኸውን እየ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ከምቲ ክዀኖ ዝደሊ ክኸውን እየ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ስም ኣምላኽ ምፍላጥ እንታይ የጠቓልል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ሰብኣይን ሰበይትን ንሓድሕዶም ኪደጋገፉ ተፈጥሩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • “እንሆ፡ እዚ ኣምላኽና እዩ!”
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • ኣቱም መንእሰያት ኣሕዋት፡ ብሱላት ክርስትያን ሰብኡት ኩኑ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሰነ ገጽ 6
ሙሴ ተምበርኪኹ፡ ገጹ ኻብታ እትነድድ ቈጥቋጥ ይኽውል።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 1-3

“ከምቲ ክዀኖ ዝደሊ ክኸውን እየ”

3:13, 14

የሆዋ ንሙሴ ብዛዕባ እቲ ዜደንቕ ባህርያቱ ገለጸሉ። ነቲ ፍጹም ዝዀነ ስርዓታቱ ኸይጠሓሰ፡ ፍቓዱ ንምፍጻም ኣብ ኵሉ ዅነታት ዜድሊ ዘበለ ይኸውን እዩ። ልክዕ ከም ሓደ ሰብኣዊ ወላዲ፡ የሆዋ እውን ንደቁ ዜድልዮም ዘበለ ንምምላእ፡ ዜድሊ ዘበለ ኪኸውን ይኽእል እዩ።

የሆዋ ንዓይ እንታይ ገይሩለይ፧

ስእልታት፦ ሓደ ኣቦ ንስድራ ቤቱ ብእተፈላለየ መገድታት ይሓሊ። 1. ንወዱ፡ ቀቅድሚ ምድቃሱ ይዛረቦ። 2. ምስ ሰበይቱን ወዱን ኰይኑ ጥቕሲ ዕለት ይመያየጥ። 3. ንወዱ ብሽክለታ ምዝዋር ይምህሮ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ