4-10 ግንቦት
ዘፍጥረት 36-37
መዝሙር 114ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ዮሴፍ ግዳይ ቅንኢ ዀነ”፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 37:3, 4—ዮሴፍ ብኣቦኡ ኣዝዩ ይፈቶ ስለ ዝነበረ፡ ኣሕዋቱ ጸልእዎ (w14 1/8 12-13)
ዘፍ 37:5-9, 11—ሕልምታት ዮሴፍ፡ ኣሕዋቱ ዝያዳ ኸም ዝቐንኡሉ ገበሮም (w14 1/8 13 ¶2-4)
ዘፍ 37:23, 24, 28—እቲ ኣሕዋት ዮሴፍ ዝነበሮም ቅንኢ፡ ንሓዎም ከም ዚጭክኑሉ ገበሮም
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 37:29-32—ኣሕዋት ዮሴፍ ነቲ እተቐዳደደን ብደም ዝጠልቀየን ክዳን ዮሴፍ ንያእቆብ ዘርኣይዎ ስለምንታይ እዮም፧ (it-1 561-562)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 36:1-19 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንኻልኦት ዚርድኦም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 17 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w02 15/10 30-31—ፍረ ነገር፦ ክርስትያናት ኣምላኻዊ ቕንኣት ኪህልዎም ዘለዎ ስለምንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 6)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ተዳሊኻ ዲኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚግበር ምይይጥ። ነታ ንባህርያዊ ሓደጋ ተዳሊኻ ዲኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ተዳልዩ እንተ ዀይኑ፡ ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈርን ካብ ኣካል ሽማግለታትን ዝመጸ መዘኻኸሪታት ወስኸሉ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 63
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 103ን ጸሎት