ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መጋቢት ገጽ 6
  • ያእቆብ ተመርዓወ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ያእቆብ ተመርዓወ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ንቤት እስራኤል ዝሀነጻ” ዝጨነቐን ኣሓት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ያእቆብ ንመንፈሳዊ ነገራት ኣኽቢሩ ይርኢ ነበረ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ያእቆብ ዓቢ ስድራቤት ኣለዎ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ያእቆብ ናብ ካራን ይኸይድ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መጋቢት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 29-30

ያእቆብ ተመርዓወ

29:18-28

ሰብ ሓዳር ተቐራሪቦም ኢድ ንኢድ ተተሓሒዞም የዕልሉ። እተቐልዐ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ኣብ ጥቓኦም።

ያእቆብ፡ ነቲ ሓዳር ዜስዕቦ ፈተናታት ኣይፈልጦን እዩ ነይሩ። ራሄልን ልያን መቐናቕንቲ ዀና። (ዘፍ 29:32፣ 30:1, 8) ያእቆብ ፈተናታት እኳ እንተ ኣጋጠሞ፡ የሆዋ ምስኡ ኸም ዝነበረ ርእዩ እዩ። (ዘፍ 30:29, 30, 43) ኣብ መወዳእታ፡ ዘርኡ ህዝቢ እስራኤል ኰኑ።—ሩት 4:11።

ኣብዚ ግዜ እዚ፡ እቶም ኪምርዓዉ ዚመርጹ ጸገማት የጋጥሞም እዩ። (1ቈረ 7:28) ይኹን እምበር፡ ኣብ የሆዋ ብምውካልን ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብሪ ብምውዓልን ዕዉት ሕዳርን ሓጐስን ኪረኽቡ ይኽእሉ እዮም።—ምሳ 3:5, 6፣ ኤፌ 5:33።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ