ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መጋቢት ገጽ 5
  • 23-29 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መጋቢት ገጽ 5

23-29 መጋቢት

ዘፍጥረት 27-28

  • መዝሙር 10ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ያእቆብ ምርቓ ረኸበ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 27:6-10—ርብቃ፡ ያእቆብ ምርቓ ኺረክብ ሓገዘቶ (w04 15/4 11 ¶4-5)

    • ዘፍ 27:18, 19—ያእቆብ ንኣቦኡ፡ ኤሳው መሲሉ ቐረቦ (w07 1/10 31 ¶2-3)

    • ዘፍ 27:27-29—ይስሃቅ ንያእቆብ ብዅርና ኺረክብ መረቖ (it-1 341 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 27:46–28:2—ሰብ ሓዳር ካብዚ ጸብጻብ እዚ እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧ (w06 15/4 6 ¶3-4)

    • ዘፍ 28:12, 13—እቲ ምስ “መደያይቦ” እተተሓሓዘ ያእቆብ ዝሓለሞ ሕልሚ እንታይ ትርጉም እዩ ነይርዎ፧ (w04 15/1 28 ¶6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 27:1-23 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ እቲ ኣስፋሒ እቲ ብዓል ቤት ርእይቶኡ ኺገልጽ ከሎ ኸም ዝሰምዖ ዘርኣየ ብኸመይ እዩ፧ እታ ኣስፋሒ ንናውቲ ትምህርቲ ብጽቡቕ እተጠቕመሉ ብኸመይ እዩ፧

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jl ትምህርቲ 17 (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 34

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 58

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 39ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ