ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መጋቢት ገጽ 2
  • 2-8 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2-8 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መጋቢት ገጽ 2

2-8 መጋቢት

ዘፍጥረት 22-23

  • መዝሙር 89ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 22:1, 2—ኣምላኽ ንኣብርሃም ነቲ ፍቑር ወዱ ይስሃቅ ኪስውኣሉ ሓተቶ (w12 1/1 23 ¶4-6)

    • ዘፍ 22:9-12—ኣብርሃም ንወዱ ኸይስውኦ የሆዋ ኸልከሎ

    • ዘፍ 22:15-18—ኣብርሃም ስለ እተኣዘዘ፡ የሆዋ ኸም ዚባርኾ ቓል ኣተወሉ (w12 15/10 23 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 22:5—ኣብርሃም ንይስሃቅ ኪስውኦ ሓሲቡ ኽነሱ፡ ንሱን ይስሃቅን ከም ዚምለሱ ንገላዉኡ ዝነገሮም ኣብ ምንታይ ተመስሪቱ እዩ፧ (w16.02 11 ¶13)

    • ዘፍ 22:12—እዛ ጥቕሲ እዚኣ የሆዋ ነቲ ኣቐዲምካ ናይ ምፍላጥ ክእለቱ መሪጹ ኸም ዚጥቀመሉ እትሕብረና ብኸመይ እያ፧ (it-1 853 ¶5-6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 22:1-18 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ እምነትካ ዜርኢ ኣዘራርባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 15 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w16.12 13-14 3—ፍረ ነገር፦ ኣብርሃም፡ ክርስቶስ ቅድሚ ሙማቱ ጻድቕ እተባህለ ብኸመይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 4

  • ተኣዛዝነት የዕቍብ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ዓመታዊ ኣኼባ 2017—መደረታትን ጥቕሲ ዓመት 2018ን—ቍንጽል ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 55

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 124ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ