ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ለካቲት ገጽ 8
  • 24 ለካቲት–1 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24 ለካቲት–1 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ለካቲት ገጽ 8

24 ለካቲት–1 መጋቢት

ዘፍጥረት 20-21

  • መዝሙር 108ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ወትሩ ነቲ ዘተስፈዎ ይፍጽሞ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 21:1-3—ሳራ ጠነሰት፡ ወዲ ድማ ወለደት (wp17.5 14-15)

    • ዘፍ 21:5-7—የሆዋ ዘይከኣል ዚመስል ነገር ገይሩ

    • ዘፍ 21:10-12, 14—ኣብርሃምን ሳራን ኣብቲ የሆዋ ንይስሃቅ ዚምልከት ዘተስፈዎ ተስፋ ድልድልቲ እምነት ነይራቶም

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 20:12—ሳራ ሓብቲ ኣብርሃም ዝዀነት ብኸመይ እያ፧ (wp17.3 12, እ.ጽ.)

    • ዘፍ 21:33—ኣብርሃም፡ “ስም የሆዋ” ዝጸውዐ ብኸመይ እዩ፧ (w89 1/7 20 ¶9)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 20:1-18 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ እቲ ኣስፋሒ ንግብራዊ ጥቕሚ እታ ጥቕሲ ብንጹር ዝሓበረ ብኸመይ እዩ፧ እዚ ሰናይ ኣብነት እዚኸ ንሓደ ተገዳስነት ዘርኣየ ዝሓገዞ ብኸመይ እዩ፧

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 4)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 35 ¶19-20 (th መጽናዕቲ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 111

  • ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ምልክታ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ዜተባብዕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 54

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 97ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ