3-9 ለካቲት
ዘፍጥረት 12-14
መዝሙር 14ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንዓኻ እውን ዚጸልወካ ኺዳን”፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 12:1, 2—የሆዋ ንኣብራም (ኣብርሃም) ከም ዚባርኾ ኣተስፈዎ (it-1 522 ¶4)
ዘፍ 12:3—“ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ኸኣ [ብኣብርሃም] ብርግጽ ኪባረኹ እዮም” (w89 1/7 3 ¶4)
ዘፍ 13:14-17—የሆዋ ንኣብርሃም፡ ነታ ዘርኡ ዚወርስዋ ምድሪ ኣርኣዮ (it-2 213 ¶3)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 13:8, 9—ዘይምርድዳእ ከነደቅስ ከለና፡ ንኣብርሃም ክንመስሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w16.05 5 ¶12)
ዘፍ 14:18-20—ሌዊ “ብኣብርሃም ገይሩ ዕሽር” ዝሃበ ብኸመይ እዩ፧ (እብ 7:4-10፣ it-2 683 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 12:1-20 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቀንዲ ነጥብታት ጐሊሑ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 14 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጥሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w12 1/1 8—ፍረ ነገር፦ ሳራ ኣዝያ ፍቕርቲ ዝነበረት ስለምንታይ እያ፧ (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ካብ ናይ ፈለማ መዝሙራት እንታይ ክትምሃር ትኽእል፧”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ጀስት ኣራውንድ ዘ ኮርነር ዘርእስታ ናይ ፈለማ መዝሙር ወልዓያ።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 51
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 122ን ጸሎትን