ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ታሕሳስ ገጽ 3
  • 9-15 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 9-15 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ታሕሳስ ገጽ 3

9-15 ታሕሳስ

ራእይ 10-12

  • መዝሙር 26ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም”፦ (10 ደቒቕ)

    • ራእ 11:3—እቶም ‘ክልተ መሰኻኽር’ ን1,260 መዓልቲ ተነብዮም (w14 15/11 30)

    • ራእ 11:7—በቲ “ኣራዊት” ተቐቲሎም

    • ራእ 11:11—እቶም ‘ክልተ መሰኻኽር’ ድሕሪ “ሰለስተ መዓልትን ፈረቓን” ህያዋን ኰይኖም

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ራእ 10:9, 10—እቲ ንዮሃንስ እተዋህቦ መልእኽቲ “መሪር”ን ‘ጥዑም’ን ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 880-881)

    • ራእ 12:1-5—እዘን ጥቕስታት እዚአን እተፈጸማ ብኸመይ እየን፧ (it-2 187 ¶7-9)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ራእ 10:1-11 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ንኽልኻ ብዚሰማማዕ ዘይወግዓዊ ምስክርነት ንምሃብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ዓድል። (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 148

  • ‘ምድሪ ነቲ ውሒዝ ወሓጠቶ’፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኮርያውያን ኣሕዋትና ኻብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 43 ¶19-29

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 67ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ