ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 5
  • 23-29 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 5

23-29 መስከረም

እብራውያን 12-13

  • መዝሙር 88ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ተግሳጽ—መርኣያ ፍቕሪ የሆዋ”፦ (10 ደቒቕ)

    • እብ 12:5—ተግሳጽ ኪውሃበካ ኸሎ ኣይትተሓለል (w12 15/3 29 ¶18)

    • እብ 12:6, 7—የሆዋ ነቶም ዜፍቅሮም ይግስጾም (w12 1/7 21 ¶4)

    • እብ 12:11—ተግሳጽ ሓድሓደ ግዜ ዜሳቒ እኳ እንተ ዀነ፡ የሰልጠነና እዩ (w18.03 32 ¶18)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እብ 12:1—ኣብነት እቶም “ደበና መሰኻኽር” ዜተባብዓና ብኸመይ እዩ፧ (w11 15/9 18 ¶11)

    • እብ 13:9—እዛ ጥቕሲ እዚኣ እንታይ ማለት እያ፧ (w89 15/12 22 ¶10)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) እብ 12:1-17 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 2)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 39-40 ¶19 (th መጽናዕቲ 6)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 115

  • ተጻወር—ዘይፍጽምና፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦

    • ሓውና ሳንቼዝ ካሳረስ ሓቂ ኻብ ዚፈልጥ ኣትሒዙ እንታይ ቃልሲ እዩ ኣጋጢምዎ፧

    • በየናይ መዳያት እዩ ተገሲጹ፧

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 35፡ ¶20-27፡ “ንትምህርትታቱ ደጋገሞ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 35ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ