ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 3
  • 9-15 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 9-15 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 3

9-15 መስከረም

እብራውያን 9-10

  • መዝሙር 10ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ጽላሎት እቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገራት”፦ (10 ደቒቕ)

    • እብ 9:12-14—ደም ክርስቶስ ካብ ደም ድቤላታትን ኣብዑርን ይበልጽ (it-1 862 ¶1)

    • እብ 9:24-26—ክርስቶስ፡ ዋጋ መስዋእቱ ሓንሳእን ንሓዋሩን ናብ ኣምላኽ ኣቕረበ (cf 183 ¶4)

    • እብ 10:1-4—እቲ ሕጊ፡ ጽላሎት ነቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገር እዩ (it-2 602-603)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እብ 9:16, 17—እዘን ፍቕድታት እዚአን እንታይ ማለት እየን፧ (w92 1/3 31 ¶4-6)

    • እብ 10:5-7—የሱስ ነዘን ቃላት እዚአን መዓስ እዩ ተዛሪብወን፧ ኣገዳስነተንከ ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧ (it-1 249-250)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) እብ 9:1-14 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃብ። (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 89

  • ንኣኼባታትና ነማስወሉ ዲና፧ (መዝ 27:11)፦ (12 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦

    • ካብቲ ሊቀ ኻህናትና ዝዀነ የሱስ ዚፍጽሞ ኣገልግሎት ከመይ ዝበለ ጥቕሚ ንረክብ፧

    • ሞሳና ኸነርእየሉ እንኽእል ሰለሰተ መዳይ እንታይ እዩ፧

  • ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ስማዕ፦ (3 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ምስማዕ ስለምንታይ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ንቘልዑ ሕተቶም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 35፡ ¶1-11

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 82ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ