ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ነሓሰ ገጽ 7
  • ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ክትኣቱ ጽዓር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ክትኣቱ ጽዓር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዕረፍቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኣቲኻዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ኣብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኣቲኻዶ ኢኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ነሓሰ ገጽ 7
ሰብ ሓደር ዕራርቦ ጸሓይ ይርእዩ፡ ካልኦት ድማ ኣብ ገነት ብሓባር ኰይኖም ይምገቡ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እብራውያን 4-6

ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ክትኣቱ ጽዓር

4:11

ምስቲ ብውድቡ ኣቢሉ ዚግለጽ ዘሎ ዕላማኡ ብምዕያይ ንየሆዋ ኣብ ዕረፍቱ ኽንሓብሮ ንኽእል ኢና። ንርእስና ኸምዚ ኢልና ኽንሓትታ ኣሎና፦ ‘ምኽሪ ኺውሃበኒ ኸሎ እንታይ ዓይነት ኣመለኻኽታ እዩ ዘሎኒ፧ ብዛዕባ ቕዱሳት ጽሑፋት ዘሎና ምርዳእ ኪዕረ ኸሎ፡ ከመይ እዩ ዚስምዓኒ፧’

ኣብ ህይወተይ ንተኣዛዝነተይ ዚፍትን እንታይ ፈተናታት ኬጋጥመኒ ይኽእል፧

ክልተ ኣሕዋት ንሓንቲ ሓብቲ ቕዱስ ጽሑፋዊ ምኽሪ የካፍልዋ፣ ሓደ ሓው ብሕታዊ መጽናዕቲ ይገብርን ብዛዕባ እቲ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ዘሎና ምርዳእ እተገብረ ምትዕርራይ ይሓስብ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ