ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ነሓሰ ገጽ 2
  • 5-11 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5-11 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ነሓሰ ገጽ 2

5-11 ነሓሰ

2 ጢሞቴዎስ 1-4

  • መዝሙር 150ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣምላኽ . . . መንፈስ ፍርሂ ኣይሃበናን”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ 2 ጢሞቴዎስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • 2ጢሞ 1:7—ንፈተናታት ብ“ልብምና” ተዋጽኣሉ (w09 15/5 15 ¶9)

    • 2ጢሞ 1:8—በቲ ብስራት ኣይትሕፈር (w03 3/1 9 ¶7)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 2ጢሞ 2:3, 4—ኣብ ‘ንግዳዊ ዕዮ’ ምሉእ ብምሉእ ምእንቲ ኸይንጠላለፍ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧ (w17.07 10 ¶13)

    • 2ጢሞ 2:23—“ካብ ናይ ዕሽነትን ድንቍርናን ክርክር” ክንርሕቐሉ እንኽእል ሓደ መገዲ እንታይ እዩ፧ (w14 15/7 14 ¶10)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ጢሞ 1:1-18 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዚምህር ምሳሌታት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 8 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w14 15/7 13 ¶3-7—ፍረ ነገር፦ ህዝቢ የሆዋ ‘ኻብ ዓመጻ ዚርሕቑ’ ብኸመይ እዮም፧ (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 85

  • “ምስቶም ንየሆዋ ዜፍቅርዎ ግዜ ኣሕልፍ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ካብ ሕማቕ ዕርክነት ርሓቕ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 30

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 5ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ