29 ሓምለ–4 ነሓሰ
1 ጢሞቴዎስ 4-6
መዝሙር 80ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣብ መንጎ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነትን ገንዘብን ዘሎ ፍልልይ”፦ (10 ደቒቕ)
1ጢሞ 6:6-8—“ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት ምስ ዕግበት” ዘለዎ ረብሓ (w03 1/6 9 ¶1-2)
1ጢሞ 6:9—ክትህብትም ዝቘረጽካ ምዃኑ ዜምጽኦ ሳዕቤን (g 6/07 6 ¶2)
1ጢሞ 6:10—ፍቕሪ ገንዘብ ዜምጽኦ ስቓይ (g 11/08 6 ¶4-6)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
1ጢሞ 4:2—ሓደ ሰብ ንሕልናኡ ዜሕርሮ ብኸመይ እዩ፧ እዚኸ ሓደገኛ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (lvs 23-24 ¶17)
1ጢሞ 4:13—ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ንህዝቢ ኣብ ምንባብ ኪተግህ ዘተባብዖ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 714 ¶1-2)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ጢሞ 4:1-16 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን። ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 11)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 207-209 ¶20-21 (th መጽናዕቲ 3)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ንሓደ ዘይፈሪ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብሜላ ምቍራጹ—mwb19.02 7 ርአ። (th መጽናዕቲ 12)
ክርስትያናዊ ህይወት
ፍቕረ ንዋይ ዜውርዶ ኽሳራ፦ (7 ደቒቕ) ነታ ‘ብተጻዋርነት ጕየ’—ዘየድሊ ጾር ኣልግስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ እንታይ ትምህርቲ ኸም ዝረኸብኩም ተመያየጡ።
“ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነትን ኣካላዊ ስልጠናን”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብዛዕባ ስፖርት ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 29
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 146ን ጸሎትን