22-28 ሓምለ
1 ጢሞቴዎስ 1-3
መዝሙር 103ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንሰናይ ግብሪ ተመጣጠሩ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ 1 ጢሞቴዎስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
1ጢሞ 3:1—ኣሕዋት ሓለውቲ ኪዀኑ ኺመጣጠሩ ምትብባዕ ተዋህቦም (w16.08 21 ¶3)
1ጢሞ 3:13—እቶም ጽቡቕ ገይሮም ዜገልግሉ ኣሕዋት በረኸት ይረኽቡ (km 9/78 4 ¶7)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
1ጢሞ 1:4—ሃዋርያ ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ናብ ቍጽሪ ወለዶታት ከየቕልብ ዘጠንቀቖ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 914-915)
1ጢሞ 1:17—የሆዋ በይኑ “ናይ ዘለኣለም ንጉስ” ኪብሃል ዚከኣል ስለምንታይ እዩ፧ (cl 12 ¶15)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ጢሞ 2:1-15 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 2)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 47-48 ¶6-7 (th መጽናዕቲ 6)
ክርስትያናዊ ህይወት
ኣብ ዎርዊክ ዝዓየዩ መንእሰያት ንየሆዋ ኣኽቢሮምዎ፦ (6 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦
መንእሰያት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብቲ ኣብ ዎርዊክ ዚርከብ ቤት-ኤል ዝሓገዙ ብኸመይ እዮም፧ ብኸመይከ ተጠቒሞም፧
ኣብ ጉባኤ ዘለዉ መንእሰያት ኣሕዋትን ኣሓትን ንየሆዋ ንምኽባር እንታይ ኣጋጣሚታት ኣለዎም፧
“ካባታቶም እንታይ ክትምሃሩ ትኽእሉ፧”፦ (9 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንምኩራት ሰባት ኣኽብሮም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 28፡ “ብዛዕባ ጾም እተመሰለ ምሳሌታት” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 110ን ጸሎትን