ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሰነ ገጽ 6
  • 24-30 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24-30 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሰነ ገጽ 6

24-30 ሰነ

ፊልጲ 1-4

  • መዝሙር 33ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ፊልጲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ፊል 4:6—ብጸሎት ኣቢልካ ጭንቀትካ ግለጽ (w17.08 10 ¶10)

    • ፊል 4:7—“ሰላም ኣምላኽ” ይሓሉኻ (w17.08 10 ¶7፣ 12 ¶16)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ፊል 2:17—ሃዋርያ ጳውሎስ ‘ከም መስዋእቲ መስተ ዝፈሰሰ’ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 528 ¶5)

    • ፊል 3:11—እቲ “ዝቐደመ ትንሳኤ” እንታይ እዩ፧ (w07 1/1 26-27 ¶5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ፊል 4:10-23 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 4)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 6 ¶3-4 (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 45

  • ንርእስኻ ባዕልኻ ዲኻ እትቈጻጸራ፡ ወይስ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትካ፧፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ጠቓሚ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ ውሉፍ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ምዃን እንታይ ጕድኣት ኣለዎ፧ ወልፊ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ከም ዘሎካ ብኸመይ ክትፈልጥ ትኽእል፧ ‘እቲ ዚሓይሽ ምእንቲ ኽትምርምር’ እንታይ ግብራዊ ስጕምትታት ክትወስድ ትኽእል፧ (ፊል 1:10)

  • “መዘናግዒኻ ብጥበብ ምረጽ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ እንታይ ዓይነት መዘናግዒ ኽመርጽ ኣሎኒ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 24

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 58ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ