ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሰነ ገጽ 5
  • “ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኵሉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ንዝዀነ ይኹን መንፈሳዊ ድኻም እነለልየሉን እነሰንፈሉን መገዲ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሰነ ገጽ 5
ሓደ ሰብኣይ ምሉእ ኣጽዋር ለቢሱ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤፌሶን 4-6

“ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ”

6:11-17

ሃዋርያ ጳውሎስ ንክርስትያናት ምስ ዚቃለሱ ወተሃደራት ኣመሳሲልዎም ኣሎ። ጸላእትና “እኩያት መናፍስቲ” እዮም። ድኹማትን ተኣፈፍትን ንመስል እኳ እንተ ዀንና፡ ‘ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር እንተ ለቢስና’ ግና ብሓገዝ የሆዋ ኣብቲ ውግእ ክንዕወት ንኽእል ኢና።

ንዅሉ ኣጽዋር ኣለልዮ እሞ ንምንታይ ከም ዜመልክት ግለጽ

እተፈላለየ ኣጽዋር

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ኣጽዋረይ ምሉእ ድዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ