ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሰነ ገጽ 2
  • 3-9 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3-9 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሰነ ገጽ 2

3-9 ሰነ

ገላትያ 4-6

  • መዝሙር 16ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንዓና ትርጉም ዘለዎ ‘ምሳልያዊ ዛንታ’”፦ (10 ደቒቕ)

    • ገላ 4:24, 25—ኣጋር ቃል ብቓሉ ነታ ኣብ ትሕቲ ኺዳን ሕጊ ዝነበረት እስራኤል ተመልክት (it-1 1018 ¶2)

    • ገላ 4:26, 27—ሳራ ነታ “ናይ ላዕሊ የሩሳሌም” ዝዀነት ሰማያዊ ኽፋል ውድብ የሆዋ ተመልክት (w14 15/10 10 ¶11)

    • ገላ 4:28-31—እዙዛት ደቂ ሰብ ብ“ደቂ” እታ ናይ ላዕሊ የሩሳሌም ኣቢሎም በረኸት ይረኽቡ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ገላ 4:6—ትርጉም እታ ኣባ እትብል ናይ ኣራማይስጢ ወይ እብራይስጢ ቓል እንታይ እዩ፧ (w09 1/4 13)

    • ገላ 6:17—ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ‘ባርያ የሱስ ምዃኑ ዚሕብር ዕላመት’ ዝጾረ ብኸመይ እዩ፧ (w10 1/11 15)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ገላ 4:1-20 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣወዓዕላ ጥቕስታት ነጺሩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 6 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w12 15/3 30-31—ፍረ ነገር፦ ክርስትያናት፡ ስእለ ጽዩፍ ኬወግዱ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ (th መጽናዕቲ 13)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 110

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ)

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ነታ ንሰነ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 21

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 98ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ