20-26 ግንቦት
2 ቈረንቶስ 11-13
መዝሙር 3ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’”፦ (10 ደቒቕ)
2ቈረ 12:7—ጳውሎስ ምስቲ ወግሐ ጸብሐ ዜጨንቖ ዝነበረ ልክዕ ከም እሾዅ ዝዀነ ጸገም ኪቃለስ ነበሮ (w08 15/6 3-4)
2ቈረ 12:8, 9—ጳውሎስ እቲ ዝነበሮ እሾዅ ኪውገደሉ እኳ እንተ ለመነ፡ የሆዋ ግና ኬወግደሉ ኣይደለየን (w06 15/12 24 ¶17-18)
2ቈረ 12:10—ጳውሎስ ኣብ መንፈስ ኣምላኽ ብምውካል፡ ዕዮኡ ኺፍጽም ክኢሉ እዩ (w18.01 9 ¶8-9)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
2ቈረ 12:2-4—እቲ “ሳልሳይ ሰማይ”ን “ገነት”ን ንምንታይ እዩ ዜመልክት ኪኸውን ዚኽእል፧ (w18.12 8 ¶10-12)
2ቈረ 13:12—“ቅዱስ ምስዕዓም” ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (it-2-E 177)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ቈረ 11:1-15 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 2)
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ኣፋልጥ። (th መጽናዕቲ 4)
ክርስትያናዊ ህይወት
“‘ኣብ ስጋኻ እሾዅ’ እናሃለወካ ኽነሱ፡ ክትዕወት ትኽእል ኢኻ!”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ “ኣዒንቲ ዕዉራት ኪኽፈታ . . . እየን” ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንዕዉራት ወይ ናይ ምርኣይ ጸገም ንዘለዎም ዚኸውን ጽሑፍ ብ47 ቋንቋ ብብረይል ወይ ብኻልእ ፎርማት ኪርከብ ከም ዚከኣል ንሰማዕቲ ሓብሮም። ኣስፋሕቲ ኸምዚ ዝኣመሰለ ጽሑፋት ምእንቲ ኺእዝዙ፡ ምስ ኣገልጋሊ ጽሑፍ ኪዛራረቡ ኣለዎም። ኣብ ጉባኤ ወይ ኣብ ክሎም ንዚርከብ ዝዀነ ይኹን ናይ ምርኣይ ጸገም ዘለዎ ሰብ ንምሕጋዝ ድሉዋት ኪዀኑ ንዅሎም ኣተባብዓዮም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 19፡ ¶10-16፡ “ሳምራውያን መን እዮም፧” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 60ን ጸሎትን