6-12 ግንቦት
2 ቈረንቶስ 4-6
መዝሙር 128ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣይንሕለልን ኢና”፦ (10 ደቒቕ)
2ቈረ 4:16—የሆዋ “መዓልቲ መዓልቲ” የሐድሰና (w04 15/8 25 ¶16-17)
2ቈረ 4:17—እዚ ሕጂ ዘሎ መከራ፡ “ቀልጢፉ ዚሓልፍን ፈኲስን” እዩ (it-1-E 724-725)
2ቈረ 4:18—መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ እተምጽኦ በረኸት ከነተኵር ኣሎና
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
2ቈረ 4:7—“እዚ መዝገብ እዚ ኣብ ኣቕሓ መሬት” ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w12 1/2 28-29)
2ቈረ 6:13—‘ልብና ጋህ ከነብል’ ንእተዋህበና ምሕጽንታ ኽንእዘዝ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w09 15/11 21 ¶7)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ቈረ 4:1-15 (th መጽናዕቲ 12)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ልክዕ ንባብ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 5 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w04 1/7 30-31—ፍረ ነገር፦ ሓደ እተጠምቀ ክርስትያን ምስ ሓደ ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ናብ መርዓ ዚምርሕ ስጕምትታት ኪወስድ ኣለዎ ድዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)
ክርስትያናዊ ህይወት
ዝክኣለኒ ዘበለ እገብር ኣለኹ፦ (8 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ሓውና ፎስተር መንእሰይን ድልዱልን ኣብ ዝነበረሉ እዋን ንየሆዋ፡ ዘለዎ ዅሉ ዝሃቦ ብኸመይ እዩ፧ ኵነታቱ እተለወጠ ብኸመይ እዩ፧ ኵነታቱ ምስ ተለወጠ እውን ንየሆዋ፡ ዘለዎ ዅሉ ዝህቦ ዘሎ ብኸመይ እዩ፧ ካብ ተመክሮኡ እንታይ ተማሂርካ፧
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (7 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 18
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 123ን ጸሎትን