ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ለካቲት ገጽ 2
  • 4-10 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ለካቲት ገጽ 2

4-10 ለካቲት

ሮሜ 1-3

  • መዝሙር 88ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ሮሜ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ሮሜ 2:14, 15—ኵሉ ሰብ ሕልና ኣለዎ (lvs 18 ¶6)

    • ሮሜ 2:15—ሕልናና ዜተኣማምን መራሒ ምእንቲ ኪኸውን ከነሰልጥኖ ይግባእ (lvs 19-20 ¶8-9)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሮሜ 3:4—“ኣምላኽ ሓቀኛ ዀይኑ፡” ከም ዚርከብ እንገብር ብኸመይ ኢና፧ (w08 15/6 30 ¶5)

    • ሮሜ 3:24, 25—እቲ “ብክርስቶስ የሱስ እተኸፍለ በጃ” ነቲ “ቐደም እተገብረ ሓጢኣት” ኪሽፍኖ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w08 15/6 29 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 1:1-17 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዝርርባት ኣቀራርባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 2 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጥሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w06 1/6 12-13—ፍረ ነገር፦ ብዛዕባ እቲ ንስኻን ካልኦትን ዘሎኩም ድሩት ዓቕሚ ኣብ ክውንነት እተመስረተ ኣረኣእያ ይሃሉኻ። (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 6

  • “ነቲ ዘይርአ ባህርያት ኣምላኽ ተስተውዕሎ ዲኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ድንቂ ፍጥረታት፡ ክብሪ ኣምላኽ ይገልጽ—ብርሃንን ሕብርን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 6፣ “መዓልትታት ምንጻሆም ምስ ኣኸላ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 138ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ