ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ጥሪ ገጽ 6
  • 28 ጥሪ–3 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 ጥሪ–3 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ጥሪ ገጽ 6

28 ጥሪ–3 ለካቲት

ግብሪ ሃዋርያት 27-28

  • መዝሙር 129ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ጳውሎስ ብመርከብ ናብ ሮሜ ነቐለ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ግብ 27:23, 24—ሓደ መልኣኽ ንጳውሎስ፡ ኵሎም እቶም ምሳኻ ዚጕዓዙ ኻብቲ ማዕበል ኪድሕኑ እዮም በሎ (bt 208 ¶15)

    • ግብ 28:1, 2—ጳውሎስ ኣብ ማልታ መርከብ ተሰብረቶ (bt 210 ¶18, 21)

    • ግብ 28:16, 17—ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ብሰላም በጽሐ (bt 213 ¶10)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ግብ 27:9—“ጾም መዓልቲ ዕርቂ” ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ግብ 28:11—ንኣርማ እታ መርከብ ዚምልከት ዝርዝር ሓበሬታ እንታይ ኣገዳስነት ኣለዎ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 27:1-12 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 2)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 165-166 ¶16-17 (th መጽናዕቲ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 103

  • “ጳውሎስ ንኣምላኽ ኣመስገነን ተተባብዐን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ “ሓጺን ንሓጺን ይስሕሎ”—ቍንጽል ቪድዮ ወልዓያ። ኵሎም ንብምልእታ እታ ቪድዮ ኺርእይዋ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 5

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 95ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ