21-27 ጥሪ
ግብሪ ሃዋርያት 25-26
መዝሙር 73ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጳውሎስ ናብ ቄሳር ይግባይ በለ፡ ንንጉስ ሄሮድስ ኣግሪጳ ድማ መስከረሉ”፦ (10 ደቒቕ)
ግብ 26:1-3—ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ሄሮድስ ኣግሪጳ ንሓቂ ጽቡቕ ገይሩ ተማጐተላ (bt 198-201 ¶10-16)
ግብ 26:28—ቃላት ጳውሎስ ኣብቲ ንጉስ ሓያል ጽልዋ ኣሕደረ (bt 202 ¶18)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ግብ 26:14—መጕጠዪ እንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ፣ nwt ማህደረ ቓላት፡ “መጕጠዪ”)
ግብ 26:27—ጳውሎስ ንንጉስ ኣግሪጳ “ንነብያትሲ ትኣምኖም ዲኻ፧” ኢሉ ምስ ሓተቶ፡ ኣግሪጳ እተወላወለ ስለምንታይ እዩ፧ (w03 15/11 16-17 ¶14)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 25:1-12 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 2)
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ኣፋልጥ። (th መጽናዕቲ 3)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ዕዮና ኣብ ኲበክ ሕጋውነት ዝለበሰሉ መገዲ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 4
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 132ን ጸሎትን