ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ታሕሳስ ገጽ 4
  • 17-23 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17-23 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ታሕሳስ ገጽ 4

17-23 ታሕሳስ

ግብሪ ሃዋርያት 15-16

  • መዝሙር 96ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣብ ቃል ኣምላኽ ተመርኲሶም ኣብ ሓደ ውሳነ በጽሑ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ግብ 15:1, 2—እቲ ንግዝረት ዚምልከት ጕዳይ፡ ንሓድነት እታ ቐዳመይቲ ክርስትያናዊት ጉባኤ ኣብ ሓደጋ ኣእተዎ (bt 102-103 ¶8)

    • ግብ 15:13-20—ውሳነ ኣመሓዳሪ ኣካል፡ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እተመስረተ እዩ ነይሩ (w12 15/1 5 ¶6-7)

    • ግብ 15:28, 29፣ 16:4, 5—ውሳነ ኣመሓዳሪ ኣካል፡ ነተን ጉባኤታት ኣበርቲዕወን (bt 123 ¶18)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ግብ 16:6-9—ኣገልግሎትና ብዛዕባ ምስፋሕ ካብዚ ጸብጻብ እዚ እንታይ ንምሃር፧ (w12 15/1 10 ¶8)

    • ግብ 16:37—ጳውሎስ ንሮማዊ ዜግነቱ ብስራት ንምዝርጋሕ እተጠቕመሉ ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 16:25-40

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ)

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 74

  • “ተሓጒስካ ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቈልዑ ብመዝሙር ንየሆዋ ይውድስዎ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነቲ ኽፍሊ ንምዝዛም ኵሎም ሓፍ ኢሎም ነታ ንሓግዝ ዘርእስታ መዝሙር 084 ምስታ ቪድዮ ኺዝምሩ ዓድሞም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 22 ሕ.ጽ. 17-24፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 139ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ