ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሕዳር ገጽ 4
  • 19-25 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 19-25 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሕዳር ገጽ 4

19-25 ሕዳር

ግብሪ ሃዋርያት 4-5

  • መዝሙር 73ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ቃል ኣምላኽ ብዅሉ ትብዓት ተዛሪቦም”፦ (10 ደቒቕ)

    • ግብ 4:5-13—ጴጥሮስን ዮሃንስን ዋላ እኳ “ዘይተማህሩ ተራ ሰባት” እንተ ነበሩ፡ ንእምነቶም ኣብ ቅድሚ ኣሕሉቕን ጸሓፍትን ካብ ምጥባቕ ድሕር ኣይበሉን (w08 1/9 15፡ ሳጹን፣ w08 15/5 30 ¶6)

    • ግብ 4:18-20—ጴጥሮስን ዮሃንስን ምፍርራህ እናኣጋጠሞም ክነሱ ምስባኽ ኣይሓደጉን

    • ግብ 4:23-31—ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ትብዓት ምእንቲ ኺረኽቡ ኣብ መንፈስ የሆዋ ይውከሉ ነበሩ (it-1-E 128 ¶3)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ግብ 4:11—የሱስ፡ “ርእሲ እምኒ መኣዝን” ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (it-1-E 514 ¶4)

    • ግብ 5:1—ሃናንያን ሰጲራን ንብረቶም ዝሸጡ ስለምንታይ እዮም፧ (w13 1/3 15 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 5:27-42

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ክልኹም ልሙድ ዝዀነ ተቓውሞ የልዕል።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ክርስትያን ከም ዘይኰነ ይገልጸልካ።

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 82

  • “ምስክርነት ዓረብያ ዘምጽኦ ዓለምለኻዊ ጥቕምታት”፦ (15 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ እታ ጉባኤ ብግህዶ ኣብ ዚግበር ምስክርነት፡ ሰደቓ ወይ ዓረብያ ትጥቀም እንተ ዀይና፡ ነዚ ነቶም ሰማዕቲ ኣርእዮም። ምድላዋት እታ ጉባኤ ድማ ግለጽ። ግዜ ዜፍቕደልካ እንተ ዀይኑ፡ እታ ጉባኤ ዝረኸበቶ ጽቡቕ ተመክሮ ኣዘንቱ ወይ ብመርኣያ ኣቕርብ። ኣብዚ ዕዮ እዚ፡ ኣስፋሕቲ ብኸመይ እጃም ኪህልዎም ከም ዚኽእል ግለጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 21 ሕ.ጽ. 8-14

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 150ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ