12-18 ሕዳር
ግብሪ ሃዋርያት 1-3
መዝሙር 104ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ መንፈስ ቅዱስ ፈሰሰ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ግብሪ ሃዋርያት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ግብ 2:1-8, 14, 37, 38, 41—ደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ መንፈስ ቅዱስ ምስ ተቐበሉ፡ ምስክርነት ሃቡ፣ ከም ውጽኢቱ ድማ ኣስታት 3,000 ሰባት ተጠምቁ
ግብ 2:42-47—ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ነቶም ናብ የሩሳሌም መጺኦም እተጠምቁ ሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ ኣብኡ ጸኒሖም እምነቶም ምእንቲ ኼደልድሉ፡ ዓብዪ ልግስን እንግዶትን ገይሮምሎም እዮም (w86-E 1/12 29 ¶4-5, 7)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ግብ 3:15—የሱስ “ቀንዲ ወኪል ህይወት” እተባህለ ስለምንታይ እዩ፧ (it-2-E 61 ¶1)
ግብ 3:19—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ የሆዋ ነቲ ንእተነስሑ ኣበስቲ ይቕረ ዚብለሉ መገዲ እተብርህ ብኸመይ እያ፧ (cl 265 ¶14)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 2:1-21
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) it-1-E 129 ¶2-3—ፍረ ነገር፦ እቶም ብተኣማንነት ዝሞቱ ሃዋርያት ብኻልኦት ዘይተተክኡ፡ ይሁዳ ግና ብኻልእ እተተክአ ስለምንታይ እዩ፧
ክርስትያናዊ ህይወት
“ብዙሕ ቋንቋታት ኣብ ዚዝረበሉ ኽሊ ተሓባቢርካ ምምስካር”፦ (15 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን። ነቲ ብዙሕ ቋንቋታት ኣብ ዚዝረበሉ ኽሊ ንምዕያይ እተገብረ ምድላዋት ድማ ግለጽ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr “7ይ ክፋል—ተስፋታት መንግስቲ ኣምላኽ—ንዅሉ ምሕዳስ፡” ምዕ. 21 ሕ.ጽ. 1-7
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 143ን ጸሎትን