5-11 ሕዳር
ዮሃንስ 20-21
መዝሙር 35ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)
ዮሃ 21:1-3—ድሕሪ ሞት የሱስ፡ ጴጥሮስን ካልኦት ሃዋርያትን ዓሳ ኺገፍፉ ኸዱ
ዮሃ 21:4-14—እቲ ኻብ ሞት ዝተንስአ የሱስ ንጴጥሮስን ንኻልኦት ደቀ መዛሙርትን ተራእዮም
ዮሃ 21:15-19—የሱስ ንጴጥሮስ፡ ቀዳምነት ብዛዕባ ዚህቦ ነገር ኣረድኦ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 21:15, 17)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 20:1-18
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 79 ¶21-22—ናብ ኣኼባ ዓድሞ።
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 20 ሕ.ጽ. 17-19፡ “ንመገዲ ህይወቱ ቐሪጽዎ፡” “ኣብ እተፈላለየ ኽፋል ዓለም ዚርከቡ ወለንተኛታት ይረድኡ” ዘርእስተን ሳጹናት፣ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 106ን ጸሎትን