ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 7
  • 29 ጥቅምቲ–4 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 29 ጥቅምቲ–4 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 7

29 ጥቅምቲ–4 ሕዳር

ዮሃንስ 18-19

  • መዝሙር 54ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሱስ ንሓቂ መስኪሩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 18:36—እዚ ሓቂ እዚ ኣብ መሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ የተኵር

    • ዮሃ 18:37—የሱስ ብዛዕባ ዕላማ ኣምላኽ ሓቂ መስኪሩ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 18:38ሀ—ጲላጦስ፡ ‘ሓፈሻዊ ሓቂ ዚብሃል የልቦን’ ኢሉ ዜባጩ ዝነበረ እዩ ዚመስል (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 19:30—የሱስ “መንፈሱ ኣሕሊፉ ሃበ” ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 19:31—የሱስ ብ14 ኒሳን፡ 33 ድ.ክ. ከም ዝሞተ ዚሕብር እንታይ መርትዖ ኣሎ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 18:1-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነቲ ብዓል ቤት ወብ ሳይት jw.org ኣርእዮ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕስን ንዚቕጽል ምብጻሕ ዚኸውን ሕቶን ምረጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 14 ¶6-7

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 46

  • “ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብፍቕሪ ይልለዩ—ብሓቂ ተሓጐስ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃሉኹም’—ብዓመጻ ዘይኰነስ፡ ብሓቂ ተሓጐስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ግዜ ብዝፈቐደልካ መጠን ከኣ፡ ነታ “ንምስትንታን ዚኸውን ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ” ዘርእስታ ሳጹን ተመያየጡላ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 20 ሕ.ጽ. 7-16፡ “ንሰራሕተኛታት ረድኤት ዚሕግዝ ተወሳኺ ንዋት” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 124ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ