ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 4
  • 15-21 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 15-21 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 4

15-21 ጥቅምቲ

ዮሃንስ 13-14

  • መዝሙር 100ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣርኣያ ሂበኩም ኣለኹ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 13:5—የሱስ፡ ኣእጋር ደቀ መዛሙርቲ ሓጸበ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 13:12-14—እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ ‘ኣእጋር ሓድሕዶም ኪሓጽቡ’ ግዴታ ነበሮም (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 13:15—ኵሎም ደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ ነታ ንሱ ዘርኣያ ትሕትና ኺስዕቡ ኣለዎም (w99 1/3 31 ¶1)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 14:6—የሱስ፡ “መገድን ሓቅን ህይወትን” ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 14:12—እቶም ብየሱስ ዚኣምኑ ኻብ ናቱ “ዚዓቢ ግብርታት” ዚገብሩ ብኸመይ እዮም፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 13:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ብዘይ ወግዓዊ መገዲ ኽትምስክር ከለኻ፡ ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 114

  • “ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብፍቕሪ ይልለዩ​—ጥቕሚ ርእስኻ ኣይትድለን ኣይትቈጣዕን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃሉኹም’—ጥቕሚ ርእስኻ ኣይትድለን ኣይትቈጣዕን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ግዜ ብዚፈቐደልካ መጠን፡ ነታ “ንምስትንታን ዚኸውን ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ” ዘርእስታ ሳጹን ተመያየጡላ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 19 ሕ.ጽ. 8-18፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 91ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ