ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 3
  • 8-14 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 8-14 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 3

8-14 ጥቅምቲ

ዮሃንስ 11-12

  • መዝሙር 16ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንርሕራሐ የሱስ ቅድሓዮ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 11:23-26—የሱስ ንማርታ ኣጸናንዓ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 11:24, 25)

    • ዮሃ 11:33-35—የሱስ፡ ማርታን ካልኦት ሰባትን ኪነብዑ ምስ ረኣዮም ስምዒቱ ተረበሸ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 11:43, 44—የሱስ ሓገዝ ንዜድልዮም ንምሕጋዝ ስጕምቲ ወሰደ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 11:49—ንቀያፋ ሊቀ ኻህናት ኪኸውን ዝመዘዞ መን እዩ፧ ቀያፋ ኣብዚ ሓላፍነት እዚ ንኽንደይ ዚኣክል ግዜ እዩ ጸኒሑ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 12:42—ገሊኦም ኣይሁድ ንየሱስ ከም ክርስቶስ ገይሮም ከይእመኑሉ ዝፈርሁ ስለምንታይ እዮም፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 12:35-50

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w13 15/9 32—ፍረ ነገር፦ የሱስ ንኣልኣዛር ካብ ሞት ቅድሚ ምትንሳኡ ዝነብዐ ስለምንታይ እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 141

  • የሱስ፡ “ትንሳኤን ህይወትን” እዩ (ዮሃ 11:25)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’—2ይ ክፋል፡ ቍንጽል ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ እዚ ጸብጻብ እዚ ብዛዕባ ራሕራሐ የሱስ እንታይ ይምህረና፧ የሱስ፡ “ትንሳኤን ህይወትን” ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ የሱስ ኣብ መጻኢ እንታይ ተኣምራት እዩ ኺፍጽም፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 19 ሕ.ጽ. 1-7፡ “ቤተ ክርስትያን ሓድሽ ብርሃን”፣ “ህንጸት ጨንፈር —ከከም ኣድላይነቱ ዚግበር ለውጥታት” ዘርእስተን ሳጹናት

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 101ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ