ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 2
  • 1-7 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1-7 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 2

1-7 ጥቅምቲ

ዮሃንስ 9-10

  • መዝሙር 25ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሱስ ንኣባጊዑ ይሓልየለን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 10:1-3, 11, 14—“እቲ ሕያዋይ ጓሳ” ዝዀነ የሱስ ንኣባጊዑ ብውልቂ ይፈልጠንን ድሌተን የማልኣለንን እዩ (nwtsty፡ ሚድያ፣ w11 15/5 7-8 ¶5)

    • ዮሃ 10:4, 5—እተን ኣባጊዕ ንድምጺ የሱስ እምበር ንድምጺ ጓና ኣይፈልጣን (cf 124-125 ¶17)

    • ዮሃ 10:16—ኣባጊዕ የሱስ ሓድነት ኣለወን (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 9:38—እቲ ዕዉር ዝነበረ ሰብኣይ እንታይ ስለ እተገንዘበ እዩ ንየሱስ ዝሰገደሉ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 10:22—በዓል ወፈያ ናይ ምንታይ በዓል እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 9:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 14 ¶1-2

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 62

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 18 ሕ.ጽ. 9-20፡ “ወፈያታትና ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧” ዘርእስታ ሳጹን፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 109ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ