ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መስከረም ገጽ 3
  • 10-16 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መስከረም ገጽ 3

10-16 መስከረም

ዮሃንስ 3-4

  • መዝሙር 57ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሱስ ንሓንቲ ሳምራዊት ሰበይቲ መስከረላ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 4:6, 7—የሱስ ደኺሙ እኳ እንተ ነበረ፡ ንሓንቲ ሳምራዊት ሰበይቲ ኺምስክረላ ተበግሶ ወሰደ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 4:6)

    • ዮሃ 4:21-24—የሱስ ዘይወግዓዊ ምስክርነት ብምሃቡ፡ ብዙሓት ሰባት ብስራት ሰምዑ

    • ዮሃ 4:39-41—ሳላ እቲ የሱስ ዝገበሮ ጻዕሪ፡ ብዙሓት ሳምራውያን ብእኡ ኣመኑ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 3:29—ነዛ ጥቕሲ እዚኣ ኽንርድኣ ዘሎና ብኸመይ ኢና፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 4:10—እታ ሳምራዊት ሰበይቲ ነታ “ማይ ህይወት” እትብል የሱስ እተዛረባ ሓረግ ብኸመይ ተረዲኣታ ኽትከውን ትኽእል፧ የሱስ ግና “ማይ ህይወት” ኪብል ከሎ ብዛዕባ እንታይ እዩ ዚጠቅስ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 4:1-15

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) wp16.2 9 ¶1-4—ፍረ ነገር፦ ንዮሃንስ 4:23 ዜብርህ ሓሳብ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 77

  • “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ምስክርነት ናብ ምሃብ ኪመርሓካ ብዚኽእል ዝርርባት ጀምር”፦ (15  ደቒቕ) ምይይጥ። ኵሎም ኣስፋሕቲ፡ ኣብዛ ሰሙን እዚኣ እንተ ወሓደ ሓደ ዘይወግዓዊ ምስክርነት ኪህቡ ብምትብባዕ ዛዝም። ኣስፋሕቲ ኣብ መንጎ ሰሙን ኣብ ዚግበር ዚቕጽል ኣኼባ ተመክሮኦም ኬዘንትዉ ኣጋጣሚ ኺረኽቡ እዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 10-18

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 97ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ