ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መስከረም ገጽ 2
  • 3-9 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3-9 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መስከረም ገጽ 2

3-9 መስከረም

ዮሃንስ 1-2

  • መዝሙር 13ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሱስ ናይ መጀመርታ ተኣምር ገበረ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ዮሃንስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ዮሃ 2:1-3—ኣብ ሓደ መርዓ ነቶም ሓደስቲ መርዑት ኬሕፍሮም ዚኽእል ኣጋጣሚ ተፈጥረ (w15 15/6 4 ¶3)

    • ዮሃ 2:4-11—የሱስ ዝፈጸሞ ተኣምር ንእምነት ደቀ መዛሙርቱ ኣደልደሎ (jy 41 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 1:1—ዮሃንስ፡ “ቃል” ምስቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ማዕረ ምዃኑ የመልክት ከም ዘይነበረ ኽንዛረብ እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 1:29—ዮሃንስ መጥምቕ ንየሱስ “ገንሸል ኣምላኽ” ኢሉ ዝጸውዖ ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 1:1-18

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 50፡ 2ይ ሓቂ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 38

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ)

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ነታ ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 1-9

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 67ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ